The silent, ongoing genocide against the people of Western Tigray..!!
The silent, ongoing genocide against the people of Western Tigray..!! A forsaken child, dead, eaten by a hyena! A searing indictment of human failure! Naod Haileselasie was barely 2 years old, his life a fleeting shadow in the dust of an IDP makeshift camp in Mekele. Yesterday, in the cruel hours before dawn, a darkness […]
ሰልፊ “ይኣክል 5ይ ክረምቲ ኣብ ኬንዳ” ኣድሂቡ ካብ ፅላል ሲማምት ዝተወሃበ መግለፂ!
ሰልፊ “ይኣክል 5ይ ክረምቲ ኣብ ኬንዳ” ኣድሂቡ ካብ ፅላል ሲማምት ዝተወሃበ መግለፂ! https://web.facebook.com/reel/1357746875316376
መግለፂ ቅዋም ሰላማዊ ሰልፊ ይኣክል 5ይ ክረምቲ ኣብ ኬንዳ!
እዚ መግለፂ ቅዋም እዙይ ኣብ ሟሙቕ መንበሪ ገዛና ኾይንና ልቺ ወሊዕና ንፅሕፎ ዘለና ንቡር ጽሑፍ ኣይኮነን። ተስፋ-ምቑራፅ፣ ሕማምን ጥሜትን ልዕሊ ጥይትን ቁምብላታት ውግእን ካብ ዝቐትለሉ መንበሪናን መሞቲናን ኮይና ውሕጅ ፣ኽረምቲ፣ ፀሓይ ሓጋይን ኣብ ዘጠስጠሶም ኬንዳታት መዓስከራት ተመዛበልቲ ኾይንና፡ ዝፅሓፍናዯ እዩ። ንፅሕፎ ዘለና ደቀን ዝቐበራ ኣዴታት፣ ገዝኦምን ሃፍተ ገነቶምን ዝተዘመቱ ኣቦታት፣ እንትርፊ ፀልማትን ስደትን ኣፋፍኖት ብርሃን […]
1689 ብጫ ፍሕኛታት ናብ ሰማያት መቐለ ተፈንዩ
Yellow Balloons were released into the skies of Mekelle to mark the 1689 days we spent in temporary shelter 1689 መዓልትታት ኣብ ቴንዳ ዘሕለፍናለን መዓልትታት ይኣክል ደጊም ኣብ ኬንዳ 5ይ ክረምቲ ኣይንኸርምን ዝብል ብብጫ ፍሕኛ ነፊሖም ንሰማይ ብምስዳድ ንዝምልከቶም ኣካላት መጠንቀቕታ መልእኽቲ ተመሓላሊፉ። እዚ ድማ ትዕግስትና ጫፍ ምብጽሑ ዘርእይ እዩ። #ይኣክል https://web.facebook.com/reel/2190917454695180
የፌደራል መንግስት የምዕራብ ትግራይ ተፈናቃዮች ወደ ቀያቸው ሊመልሳቸው ይገባል!!
ከምዕራብ ትግራይ የተፈናቀሉ ወገኖች ላለፉት አራት አመታት በአስከፊ ችግር ላይ ወድቀው ይገኛሉ። እነዚህ ወገኖች የፌደራል መንግስት ወደ ቀያቸው ሊመልሳቸው ይገባል። የወልቃይት ጉዳይ ለብቻው ተነጥሎ ‘አከራካሪ ቦታዎች’ ተብሎ ሊጠራ አይገባም። ለኔ ይገባኛል የሚሉ ጥያቄዎች በመላ ኢትዮጵያ አሉ ነገር ግን ‘አከራካሪ ቦታዎች’ ተብለው አይጠሩም ። ለምሳሌ ፥ የአዲስ አበባ ጉደይ፣ የመተከል ጉዳይ፣ በሱማሌ እና አፋር አዋሳኝ ቦታ […]
ፃውዒት ንኣብ ትግራይን መላእ ኣውሮፓን ከባቢኡን እትነብሩ ተወለድቲ ምዕራብ ትግራይን ኩለኹም ተጋሩን ፈተውቲ ትግራይን!
=================== ፅላል – ሲቭል ማሕበረሰብ ምዕራብ ትግራይ ብዓይነቱን ትሕዝትኡን ፍልይ ዝበለን ፀላውን ዓብይ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዋና ኸተማ ትግራይና ኣብ መቐለን ኣብ ዋና ኸተማ ስዊዘርላንድ ኣብ ጄኔቫን ኣዳሊያ ኣላ። ናይዚ ሰልፊ ዋና ዓላማ “ይኣክል ሓምሻይ ክረምቲ ኣብ ኬንዳ” ዝብል ኾይኑ፤ ፅንተታዊ ኲናትን ወራርን 2013 ስዒቡ ሃፍቶምን ንብረቶምን ተመንጢሎም ብትግራዋይ መንነቶም ካብ መረበቶም ብሓይሊ ተሰጒጎም ኣብ […]
Mearg Mekonnen and Tsilal – Civil Society of West Tigray Bring Hope to Displaced Children

Brother Mearg Mekonnen, in collaboration with Tsilal – Civil Society of West Tigray, provided assistance to children in an IDP shelter. “I will not focus on Tigray alone,” he said, as he distributed three changes of clothes to each of 17 children, along with 5,000 birr (five thousand birr) in cash support. Speaking at the […]