Yellow Balloons were released into the skies of Mekelle to mark the 1689 days we spent in temporary shelter





1689 መዓልትታት ኣብ ቴንዳ ዘሕለፍናለን መዓልትታት
ይኣክል ደጊም ኣብ ኬንዳ 5ይ ክረምቲ ኣይንኸርምን ዝብል ብብጫ ፍሕኛ ነፊሖም ንሰማይ ብምስዳድ ንዝምልከቶም ኣካላት መጠንቀቕታ መልእኽቲ ተመሓላሊፉ። እዚ ድማ ትዕግስትና ጫፍ ምብጽሑ ዘርእይ እዩ። #ይኣክል