ፃውዒት ንኣብ ትግራይን መላእ ኣውሮፓን ከባቢኡን እትነብሩ ተወለድቲ ምዕራብ ትግራይን ኩለኹም ተጋሩን ፈተውቲ ትግራይን!

=================== ፅላል – ሲቭል ማሕበረሰብ ምዕራብ ትግራይ ብዓይነቱን ትሕዝትኡን ፍልይ ዝበለን ፀላውን ዓብይ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዋና ኸተማ ትግራይና ኣብ መቐለን ኣብ ዋና ኸተማ ስዊዘርላንድ ኣብ ጄኔቫን ኣዳሊያ ኣላ። ናይዚ ሰልፊ ዋና ዓላማ “ይኣክል ሓምሻይ ክረምቲ ኣብ ኬንዳ” ዝብል ኾይኑ፤ ፅንተታዊ ኲናትን ወራርን 2013 ስዒቡ ሃፍቶምን ንብረቶምን ተመንጢሎም ብትግራዋይ መንነቶም ካብ መረበቶም ብሓይሊ ተሰጒጎም ኣብ […]